UMMA TOKEN INVESTOR

About me

ትልቅ ህልም ኣለኝ 1) ዓሊም መሆን 2) ትልቅ መርከዝ መክፈት 3) SAFI Soap and Detergent Factory መክፈት

Translation is not possible.

ናይ ሸይጧን መፃወቲ ከይትኸውን ካብ ዒልሚ ኣይትርሓቕ!!

☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞

ፍለጥ ናይ መጀመርታ ሽፋን ናይ ሸይጧን ንደቂ ሰባት ካብ ዒልሚ ይዓፅዎም። ምኽንያቱ ዒልሚ ብርሃን እዩ ብርሃኖም ተጥፊኢሎም ኣብ ፀልማት ይሓውሶም ከምዝደለዮ ንምግባር።

ኢብኑል ጀውዚ ረሒመሁሏህ

✍️RESHID ABU ZIKRA

🌐 ቴሌ ግራም ቻናል👇👇👇

https://t.me/reshidabuzikra

🌐 ዋትሳፕ ቻናል👇👇👇

https://whatsapp.com/channel/0....029VaAIlvjF6smz3l2Wl

🌐 ኡማ ላይፍ 👇👇👇

https://ummalife.com/reshidhabib

🌐 ፌስቡክ 👇👇👇

https://www.facebook.com/reshid.habib

image
Send as a message
Share on my page
Share in the group
Translation is not possible.

ደርሆ ክንቁን ኣድጊ ክህልልን እንከሎ ዝበሃል ዱዓ!

☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞

إذَا سَمِعْتُمْ صِيَاحَ الدِّيَكَةِ فَاسْألُوا اللهَ مِنْ فَضْلِهِ؛ فَإنَّهَا رَأَتْ مَلَكاً، وَ إذَا سَمِعْتُمْ نَهِيْقَ الحِمَارِ فَتَعوَّذُوا بِااللهِ مِنَ الشَّيْطَانِ؛ فَإنَّهُ رَأى شَيْطَانًا

☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞▼☞

እንተደኣ ደርሆ ክንቁ ሰሚዕኩም ናይ ኣላህ ልግሲ(ፈድል) ለምኑ:ምኽንያቱስ መላኢካታት ስለዝራኣየ ኢዩ:እንተደኣ ኣድጊ ክህልል ሰሚዕኩም ድማ ካብ ክፍኣት ሸይጣን ናብ ኣላህ ተጸግዑ(ተዓቆቡ)ቱ:ምኽንያቱስ ኣድጊ ሸይጣን ስለዝራኣየ ኢዩ።

(ቡኻሪ: 3603) (ሙስሊም: 2729)

✍RESHID ABU ZIKRA

🌐 ቴሌ ግራም ቻናል👇👇👇

https://t.me/reshidabuzikra

image
Send as a message
Share on my page
Share in the group
Translation is not possible.

🚫ዋላ ብቀልዲ ንሙስሊማት ምስንባድ ክልክል እዩ።!

🔺🔻🔺🔻🔺🔻🔺🔻

ረሱል (ﷺ) ከምዚ ኢሎም፦

﴿لا يحلُّ لمسلمٍ أن يروِّعَ مسلمًا﴾

“ሓደ ሙስሊም ንሙስሊማት ምስንባድ ኣይፍቀደሉን።”

📚 ሶሒሕ አልጃሚዕ: 7658

✍RESHID ABU ZIKRA

🌐 ቴሌ ግራም ቻናል👇👇👇

https://t.me/reshidabuzikra

🌐 ዋትሳፕ ቻናል👇👇👇

https://whatsapp.com/channel/0....029VaAIlvjF6smz3l2Wl

🌐 ኡማ ላይፍ 👇👇👇

https://ummalife.com/reshidhabib

🌐 ፌስቡክ 👇👇👇

https://www.facebook.com/reshid.habib

image
Send as a message
Share on my page
Share in the group
Translation is not possible.

🚫ርእሲ ዘይምሽፋን ፈተና!!

🔺🔻🔺🔻🔺🔻🔺🔻

☞ቀፂሉ ዝመፅእ ኣያም በል (ተነባህ) ፦

ኢማም ሙሓዲስ ኣልባኒ ረሒመሁላህ ይብሉ፦

“ኣብ ሰለፍ ርእስኻ ገሊፅካ ኣብ መንገዲ ምኻድን ኣብ ዒባዳ ዝግበረሎም ቦታታት ምእታውን ካብ ፁቡቕ ልምዲ ገፅታ(ትርኢት) ኣይኮነን ነይሩ።ኮታስ እዚ ልምዲ ኣጅነቢ(ኣውሮፓውያን) ናብ ቡዙሕ ሙስሊም ዓድታት ዝኣተውዎ ኩፋር ሕማቅ ዝኾነ ልምዶም ኣድሒዘምዎም።

ሙስሊም ድማ ተቅሊድ ገይሮም (ብዑሙት ተቀቢለምዎም)።

【ምንጪ ሲልሲለቱል ሁዳ ወኑር ቁፅሪ 141】

بلية كشف الرأس = إنتبه لما يلي

📍قال الإمام المحدث الألباني رحمه الله:

ليس من #الهيئة الحسنة في عُرف #السلف اعتيادُ حسر الرأس والسير كذلك في الطرقات والدخول كذلك في أماكن العبادات

بل هذه عادة #أجنبية تسربت إلى كثير من البلاد الإسلامية حيثُما دخلها #الكفار وجلبوا لها عاداتهم #الفاسدة

فقلدوهم المسلمون فيها

المصدر : سلسلة الهدى والنور 📜

رقم : ( 141 )رسالة محولة📚

✍RESHID ABU ZIKRA

🌐 ቴሌ ግራም ቻናል👇👇👇

https://t.me/reshidabuzikra

🌐 ዋትሳፕ ቻናል👇👇👇

https://whatsapp.com/channel/0....029VaAIlvjF6smz3l2Wl

🌐 ኡማ ላይፍ 👇👇👇

https://ummalife.com/reshidhabib

🌐 ፌስቡክ 👇👇👇

https://www.facebook.com/reshid.habib

image
Send as a message
Share on my page
Share in the group
Translation is not possible.

ኢማሙ ኣሕመድ ረሒመሁላህ ይብሉ፦

🔵 🔵 🔵 🔵 🔵 🔵

“ኣብዚ ዘመን ብኣላህ ካብ ምእማን ቀፂሉ ንሓደ ናይ ኣላህ ባርያ ዕረፍቲ(ርውየት) ዝርኽበሉ ብጣዕሚ በላፂ ነገር ፍልጠት ምእላሽን ሳሊሓ ሰበይቲን እዮም።”

🔵 🔵 🔵 🔵 🔵 🔵

ሕሰቦ ኣብዚ ዘመን ዝበልዎ ቅድሚ 1200 ዓመታት እዩ።

ኣብዚ ሕጂ ፈተና ዝበዘሖ ግዘ ተትነብሩማ እንታይ ምበሉ ነይሮም!!!

【ኣዙሂድ ሊበይሃቂ /282】

✍RESHID ABU ZIKRA

🌐 ቴሌ ግራም ቻናል👇👇👇

https://t.me/reshidabuzikra

Telegram: Contact @reshidabuzikra

Telegram: Contact @reshidabuzikra

ﻟﻦ ﺗﺠﺪ ﺍﻟﺴﻌﺎﺩﺓ ﺍﻻ ﺑﺎﺗﺒﺎﻉ ﺍﻟﺴﻨﺔ ﻓﺎﻥ ﻋﻠﻤﺖ ﺫﻟﻚ ﻓﻌﻠﻴﻚ ﺑﺎﻟﻤﺴﺎﺭﻋﺔ : ١ - ﺑﺎﻟﺘﻮﺑﺔ . ٢ - ﺑﺘﻌﻠﻢ ﺩﻳﻨﻚ ﻣﻦ ﺍﻟﻌﻠﻤﺎﺀ . ٣ - ﺑﺎﻟﻌﻤﻞ ﺑﻤﺎ ﺗﻌﻠﻢ ሃሳብ መስጫ▼▼▼ @Reshidabuzikra_bot
Send as a message
Share on my page
Share in the group