UMMA TOKEN INVESTOR

About me

ካብ ናይ ኣል-ኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር ዕላማ ☞ሙስሊም ሕብረተ-ሰብ ብኢስላማዊ ፍልጠት ብምህናፅ ቁርኣንን ሱናን ብናይ ሰለፉና ሷሊሒን ርዲኢት ብምሓዝ ካብ ቢድዓን ፍልስፍናን ዓርሱ ከርሕቅ ምግባር።

Translation is not possible.

ናይ ኣል-ኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር ዕላማ

=======…=======…=======

1, ሙስሊም ሕብረተ-ሰብ ብኢስላማዊ ፍልጠት ብምህናፅ ቁርኣንን ሱናን ብናይ ሰለፉና ሷሊሒን ርዲኢት ብምሓዝ ካብ ቢድዓን ፍልስፍናን ዓርሱ ከርሕቅ ምግባር።

2, ህፃናት ብናይ ኢስላማዊ ፍልጠትን እንክብካቤን እናረኸቡ ንክዓብዩ ምግባር።

3, ሙስሊም ህፃናት ዲኖም ብኣግባቡ ክፈልጡን ክትግብሩን ምግባር።

4, ካብ ዘየድልዩ ቦታታትን ካብ ሱሳትን ርሒቖም ብስነ-ምግባር ዝተሃነፁ ምግባር።

5, ሓላፍነቱ ዝፈልጥ ንሕብረተ-ሰቡ ዘገልግል ሰብ ምፍራይ።

6, ኣብ ከባቢኡ ዘሎዉ ሕብረተ-ሰብ ብፍልጠትን ብጉልበትን ንቁሕ ተሳታፊ ንክኸውን ምግባር።

7, ሙስሊም ሕብረተ-ሰብ ኣብ ዘተኣማምን ኢስላማዊ መሰረት ምቕማጥ።

8, ኢስላማዊ ላይብረሪ ምስፍሕፋሕ።

9, ምስ ዝተፈላለዩ ናይ ሱና ዑሎማታትን ኡስታዛትን ብምዝርራብር ሓፀርቲን ነወሕትን ኮርስታትን ምድላዉ።

🌐 ቴሌግራም ቻናል👇👇👇

https://t.me/alikhlasislamiccenter

🌐 ፌስቡክ👇👇👇

https://www.facebook.com/alikhlasislamiccenter

🌐 ኡማ ላይፍ 👇👇👇 https://ummalife.com/timeline&....amp;u=AL-IKHLASISLAM

🌐 ዋትሳፕ ቻናል👇👇👇

https://whatsapp.com/channel/0....029VaBLlcwFsn0YEJJ9s

🌐 ዩቱብ👇👇👇

https://www.youtube.com/@AlIkhlasIslamiccenter

🌐 ጂሜል👇👇👇

alikhlasislamiccenter54@gmail.com

image
Send as a message
Share on my page
Share in the group
Translation is not possible.

image
Send as a message
Share on my page
Share in the group
Translation is not possible.

image
Send as a message
Share on my page
Share in the group